ሕድሪ መድህንን ኣልጋነሽን -Covenant between Medhn & Alganesh: ካብ Contributor(s): Tesfay, Menghis (Author) |
|||
ISBN: 0578684241 ISBN-13: 9780578684246 Publisher: Tesfay Menghis Ghebremedhin
Binding Type: Paperback Language: Tigrinya Published: May 2020 |
Additional Information |
BISAC Categories: - Fiction | Literary |
Physical Information: 1.1" H x 6" W x 9" L (1.58 lbs) 492 pages |
Descriptions, Reviews, Etc. |
Publisher Description: ኣብ ቀዳማይቲ መጽሓፍ፣ እቲ ኹሉ ስግንጢር ጠባይን፣ ባህርን፣ ህልኽን፣ ትርን ናይዞም ክልተ ተጻያት ተደማሚሩ፣ ናብ ገበን፣ ናብ ፍርዲ፣ ናብ ምብትታንን፣ ማእሰርትን ሓደጋን ኣብጺሑ። እቲ ሽግር ግን፣ በዚ ኣብ "ህልኽ ተስፎምን ሃብቶምን" ዝተኸሰተ ዘሕዝን ፍጻመታት ኣየብቀዐን። ንሱ እቲ ዝነኣሰ ሳዕቤኑ ኢዩ ነይሩ። ኣብ "ሕድሪ መድህንን ኣልጋነሽን፣" እቲ ዝኸፍአን ዝገደደን ሳዕቤናቱ፣ ብዝርዝር ክኽሰትን ክቕላዕን ኢዩ። ካብቲ ዝሓለፈ ዝወልዕዎ ሓዊ ስለ ዘይተማህሩ ኸኣ፣ ኣብቲ ዝቕጽል ዛንታ፣ ካብ ኣእምሮኣውን ኣካላውን ስንክልና፣ ናብ ማዕረ ሞትን፣ ቅትለትን፣ ዘይወጽእ ጓህን ሓዘንን ኢዮም ወዲቖም። ኣንስቶምን፣ ደቆምን፣ ስድራ ቤቶምን ከኣ ኢዮም፣ ቀንዲ ግዳያት ናይዚ ዕብዳን'ዚ ዝኾኑ። "ሕድሪ መድህንን ኣልጋነሽን፣"
እምበኣር፣ እዞም ኣብዘን ናይ 30 ዓመታት ዛንታ ጉዕዞ ህይወት ዝትርኻ ክልተ መጽሓፍቲ፣ "ህልኽ ተስፎምን ሃብቶምን፣" ከምኡ ኸኣ፣ "ሕድሪ መድህንን ኣልጋነሽን፣" ዝተሃንጹ ገጸ ባህርያት፣ ነዚ'ዮም ከንጸባርቑን ከሰጋግሩን ዝህቅኑን ዝጽዕቱን። |
Customer ReviewsSubmit your own review |
To tell a friend about this book, you must Sign In First! |